Title: ዒባዳ ምግዳፍ ሽርኪ ይበሀል ዶ?
Question (47): ሙስሊም ብዝፀብፀቦ ሓዲሥ ነቢና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም “አብ ሞንጎ እቲ ሰብን ሽርኪ ኩፍርን ዘሎ አፈላላይ ሶላት ምግዳፉ እዩ።”(28) ዝብል ሓዲሥ አሎ፤ ዒባዳ ምግዳፍ ሽርኪ ይኾን ድዩ?
Answer:
እወ! ከም ብሓፈሻ ክረአ. ከሎ ሽርኪ እዩ። ምኽኒያቱ ብትህኪት ኮይኑ ሶላቱ ዝገደፈ ሶላት ዝገደፈሉ ምኽኒያት ስሚዒቱ ስዒቡ ብዕሽነቱ ስለዝኾነ። ስለዚ ስምዒቱ ካብ ትእዛዝ አላህ ተቀዳምነት ሂቡዎ ማለት ይኸውን። ብመሰረት እዚ ሽርኪ ገይሩ ንብል። አላህ ዓዘ ወጀል ብቁ....
2019-03-02