ሕቶ (106): ብዛዕባ ሶላት ዘለዋ ፍርዲ፣ ቅድመ ኩነታታ፣ ዓንዲታታን ግቡአታን ተዘራሪብና: ብዛዕባ ርሰዐ ሱጁድ (ሱጁድ ሰህው) `ውን ተዘራሪብና ሕዚ ድማ ብዛዕባ ሶላተል ጀማዓ ፍርዲ ተትዘራረብና ስር ብንሰደሉ መንገዲ ተፈለጥናን ደስ ምበለና?