Back to Top

ሕቶ(18): ሓደ ሰብ ብዛዕባ ኢማን እንተዝሕተት ተቐባልነትን ምእዙዝ ምዃንን ግድን ዘብል ምርግጋፅ እዩ ክብል ዶ? ወይለ ነብይና ሶለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ከምዝበሉዎ “ብአላህ፣ ብልኡኹን ብኻልኦት ዓንድታት ኢማንን ክትአምን” እዩ ክብል?
መልሲ:

ንሕና ኸምኡ ኢና ንብል ተቐባልነትን ተአዛዝነትን ዘለዎ ምእማን። እቲ ሓታቲ መብርሂ እንተደሊዩ ኸዓ “ብአላህ፣ ብመላኢካታት፣ ረቢ ብዘውረዶም ኪታባት፣ ብልኡኻት አላህ፣ ብትንሳኤ ዕለት፣ ብቀደር ክትአምን እዩ” ንብሎ። ብተወሳኺ እቲ ዝተሓበረ መብርሂ ኢማን ዲን ብሙሉእ የጠቓልል።

እዋናዊ