Back to Top

ሕቶ(82): ምስ ጓል አነስተይቲ ብዝተተሓሓዘ ሓንቲ ጓል ካብ ደም ሕርሲ እንተፀሪያ ወይ ድማ ደም ዘይፈሳ እንተኾይኑ ከም ሓራስ እትቁፀረሉ ነገር አሎ `ዶ?
መልሲ:

አብ እዋን ሕርሲ ደም ዘይፈሳ እንተኾይኑ እታ ጓል ከም ሓራስ አይትቁፀርን። ዝኾነይኹን ነገር አይትግደድን፤ ዋላ ሕፅበት አይትግደደሉን፤ ሶላትን ፆማን `ውን አይትክልከልን።

እዋናዊ